ሓንቲ ወታሃደራዊት ነፋሪት ሱዳን ኣብ ከተማ ኦምዶርማን፡ ኣብ ከባቢ መንበሪ ገዛውቲ ድሕሪ ምውዳቓ፡ ብምድምሩ 46 ሰባት ከም ዝሞቱ ንምንጭታት ዜና ውሽጢ ሃገር ብምውካስ ሮይተርስ ኣስፊሩ። ኣብቲ ...
ኣብ መንጎ ገፈፍቲ ዓሳ ጎረባብቲ ህዝብታት ኬንያን ኢትዮጵያን ድሕሪ ዘጋጠመ ጎነጽ፡ ኣስታት 10-ሽሕ ዝበጽሑ ነበርቲ ኣርባዕተ ቀበሌታት ወረዳታት ዳሰንች መንበሪታቶም ገዲፎም ከም ዝሃደሙ ኣማሓዳሪ ...
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ጥቅምቲ ጀሚሩ ኣብ ማእሰርቲ ዝፀንሑ ዳያኑ ኩሎም ከምዝተፈትሑ ማሕበር ዳያኑ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ወኪል እቲ ማሕበር ኣቶ ብርሃኑ ኣሳሳ እቶ ኣብ ...
Embed. ፕረዚደንት ት ...
ንዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት፡ ሰራዊት ሩስያ፡ ብዘይምቍራጽ ንኸተማ ካሪቭ ናይ ሰሜናዊ ምብራቕ ዩክሬን ደብዲቦማ። እዚ እናዀነ ግን እታ ከተማ መዓልቲ ንጥፈታት ኣየቋረጸትን። መዓልታዊ ንግዳዊ ስራሓት ...
በብእዋኑ እናሻሕከረ ክመጽእ ዝጸንሐ ዝምድና መንግስታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ቀረባ እዋን ብፕረዚደንት ኢትዮጵያ ነበር ድሕሪ ዝተጻሕፈ ዓንቀጽ ካልእ መልክዕ ሒዙ ኣሎ። ድሕሪ ግብረ-መልሲ መንግስቲ ...
ኣብ ፈረንሳ ከተማ ማርሰል ዝርከብ ቆንስል ሩሲያ ሎሚ ሰኑይ ክልተ ተተኾስቲ ተደርቢዮም እቲ ሓደ ከም ዝተፈንጀረ ምንጭታት ፀጥታ ፈረንሳ ገሊፁ። እቶም ተወንጨፍቲ ነቲ መንድቕ ኣፍሪሶምዎ እንተኾይኑ ...
ሎሚ ሰኑይ ኣብ ዝተኻየደ ቀዳማይ መድረኽ ዙር ሩዋንዳ፡ ንሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ዝጻወት ሄኖክ ምሉእብርሃን ቀዳማይ ብምውጻእ ፈላሚ ዓወት ሓፊሱ ኣሎ። ኣብቲ ኣዝዩ ተቐራራቢ መዛዝሚ ሕንጻጽ ንሄኖክ ...
"ንሸሪ፡ ካልኦት ህልዋትን ምዉታትን ክንመልሶም ብትብዓት ክንስርሕ ኢና። ሓማስ’ውን ነቲ ጨካንን እከይን ግብሩ ከቢድ ዋጋ ከምዘኽፍሎ ክነረጋጽ ኢና" ኢሎም። ሓማስ ሎሚ ዓርቢ ብመሰረት ዝሃቦ መግለጺ ...
ዶክተር ሙላቱ ኣብ መዛዘሚ ናይ ኣልጀዚራ ጽሑፉ፡ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ መሊሱ ኣብ ካልእ ጎንጺ ከይኣቱ፡ ኣብ ልዕሊ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ጸቕጢ ክገብር ጸዊዑ። ነቲ ዞባ ናብ ዝተሓደሰ ሕንፍሽፍሽ ...
ክፍሊ ትረጀሪ ኣመሪካ፡ መንግስቲ ሩዋንዳ ኣብ ልዕሊ ኲናት ደሞክራሲያዊት ርፓብሊክ ኮንጎ ገይሩዎ ዝበሎ ምትእትታው ስዒቡ እገዳ ኣንቢሩ። ካብቲ ሚኒስትሪ ዝወጽአ መግለጺ ከም ዝሕብሮ፡ ኣብዚ ብኣመሪካ ...
ሕማም ዓሶ ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመት ካብ ኣህጉር ኣፍሪቃ መሊእካ ንምጥፋእ፣ ዓመታዊ 5.2 ቢሊዮን ዶላር ከም ዘድሊ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣፍሊጡ። እቲ ሕብረት፡ ኣብ ምዝዛም መበል 38 ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃ ...
Some results have been hidden because they may be inaccessible to you
Show inaccessible results