ንምንጭታት ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ሶማሊያ ብምውካስ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ከም ዘስፈሮ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ ጽባሕ ሓሙስ ንከተማ መቓዲሾ ሶማሊያ ክበጽሕ መደብ ሒዙ ኣሎ። ...